ዳግማይ ወራር ልፍንቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ! ናይ ሓሶት ድግስ ሓደ መስከረም !

Thanks! Share it with your friends!

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Added by MiAmigo
44 Views
????????Subscribe, ????Like Share ????

ዕላማ ራኢና

ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡ ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።

ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግ��� ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡

ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Category
NORWEGIAN NEWS
Commenting disabled.